Surveys should never ask for any sensitive or secure data. Do not provide passwords, credit card numbers, identification numbers, or other sensitive information. Report Abuse.
Skip survey header

Preview / Test View

This link is intended for testing purposes only. It is not recommended that you distribute this link.
Show Comments
Loading comments...
COMMENT MODE
0

ኣብ ማሕበረሰብ ዝግበር ዳህሰሳዊ መጽናዕቲ

ፕሮጀክት ስራሕቲ ኣባይቲ Vance

** Haga clic en el icono circular en la esquina inferior del lado derecha de la pantalla para ver esta encuesta en otro idioma. **
** Нажмите на иконку с изображением круга, расположенную в нижнем углу экрана, для просмотра этого опроса на другом языке. ** 
** Nhấp vào biểu tượng hình tròn ở góc dưới cùng bên phải màn hình để xem khảo sát này bằng ngôn ngữ khác. ** 
** ይህን የዳሰሳ ጥናት በተለያዩ ቋንቋዎች ለማየት በስክሪኑ የታችኛው ቀኝ ጎን ላይ የሚገኘውን የክብ ምልክት ይጫኑ። ** 
** ኣብቲ ታሕቲ ዘሎ የማናይ ኩርናዕ እቲ እስክሪን ዘሎ ክቢ ምልክት ብምጥዋቅ እዚ ዳህሰሳዊ መጽናዕቲ ብካልእ ቋንቋ ተተርጒሙ ምርኣይ ይከኣል፡፡ **


Vance ፕሮፖርቲ ኣብ ምብራቃዊ ክፋክ እቲ ግዝኣት ዝርከብ እቲ ዝዓበየን ብልምዓት ንድሕሪት ዝተረፈ ከባቢ ኮይኑ ንከባቢ  ማሕበረሰብ ብዝተፈላለየ መንገዲ ግልጋሎት ምሃብ ዘኽእል ዕድላት ኣለዉዎ፡፡ ዝተወሰን ክፋል እቲ ከባቢ ንቀጻሊ ድሌታት መሰረተ ልምዓት ዝውዕል ኮይኑ፣ ይኹን እንበር እቲ ካውንቲ ንማሕበረሰብ እቲ ከባቢ ዘድልዩ ተወሰኽቲ ጥቅምታት ከቅርብ ይደሊ እዩ፡፡ እቶም ጠቅምታት ህዝባዊ ቦታታት፣ መናፈሻታትን ሰውሕታትን፣ መንበሪ ኣባይቲ፣ ትካላት ንግዲ፣ ብእግሪ ንዝጓዓዝን ብብሽክሌታ ዝጓዓዝን ውሕስ ዝኾኑ መንገድታት፣ ካልኦትን ክኾኑ ይኽእሉ እዮም፡፡ እቶም ኣብቲ ቦታ ክካተቱ ኣለዎም እትብልዎም ግልጋሎታት እንታይ ክኾኑ ከምትደልዩ ሓሳብኩም ክትነግሩና ንደሊ!

እቲ 90 ካሬ ዝስረሐሉ ከባቢ ንቀጻሊ ከመይ ክኸውን ከምትደልይዎ ምእንታ ክንፈልጥ እቲ ናይ ዳህሰሳ መጽናዕቲ መሊእኹም ሃቡና! እቲ እትህቡና ግብረ መልሲ ዲዛይን ናይቲ ፕሮጀክት ከመይ ክኸውን ከምዘለዎን፣ ከምኡውን እቲ ፕሮጀክት ኣብ ከይዲ እናሃለወ ክማልኡ ዘለዎም ነገራት እናማላእና ንምኻድ ይሕግዘና፡፡

እቲ ፕሮጀክት ዝስረሐሉ ቦታ ኣብ  Gresham ኮይኑ ኣብ መንጎ 182nd ከምኡውን 190th ንምብራቅን ምዕራብን ኣንፈት ንሰሜንን ደቡብን ኣንፈት ድማ  Stark ን Division ዘካለለ እዩ፡፡. ነቲ ስራሕቲ ተኾናቲሩ ዝሰርሐሕ ዘሎ ኣካል  Multnomah County እዩ ፣ ካብኡ ብተወሳኺ  ብዙሓት ህንጻታት Multnomah County ከምኡውን መናፈሻ Vance ኣብኡ እዩ ዝርከብ፡፡ ዳርጋ ፈርቂ ዝኸውን እቲ ፕሮጀክት ዝስረሐሉ ቦታ ቅድሚ ብዙሕ ዓሰርተታት ዓመታት ከውሒ ዝፍንቀለሉ ቦታ ዝነበረ ኮይኑ ኣኣዚ ሕዚ ስዓት ንጻ እዩ ዘሎ፡፡ 
እዚ ዳህሰሳዊ መጽናዕቲ ኣካይድና $20 ዝዋግኡ ውህብቶ ካርድ ስለዘዳለና ናብቲ ውድድር ኣቲኹም ክትሙኩሩ ትኽእሉ፡፡  እቲ እትህቡና ናይ ውልቀ መረዳእታ ንረብሓ እቲ ሎተሪ ጥራይ ኢና ክነውዕሎ፡፡

ዝኾነ ይኹን ዓይነት ሕቶ ወይ ስግኣት እንተሃልይኩም፣  በይዛኹም ኣብ irene@cascadia-partners.com, 503.459.7023 ኣቲኹም Irene Kim (መካየዲ ስራሕ እቲ ፕሮጀክት) ወይ ኣብ annagordon@verdenw.org, 541.513.9292 ብምእታው Anna Gordon (መተሓባበሪት) ምዝራብ ይከኣል፡፡ 
Survey Software powered by SurveyGizmo
Survey Software
ትግርኛ